Netherlands United Kingdom Eritrea Arabic

ስልጠናኹም ክንደይ ይውድእ? ዋጋታት
ጠቕላላ ዋጋ ኣብቲ ስልጠና ዝወስዶ ግዜን ኣብ ትወስድዎ ቁጽሪ ክላሳትን ይምርኮስ።
ድሕሪ’ቲ ምዝገባ ናይቲ ፕሮጀክት ንውሓት ዝወስዶ ግዜ ነማኽረኩ።

ፕሮጀክት 33 ሰሙናት
ፕሮጀክት 44 ሰሙናት
ፕሮጀክት 55 ሰሙናት
ፕሮጀክት 66 ሰሙናት
ፕሮጀክት 77 ሰሙናት
ፕሮጀክት 88 ሰሙናት
ይቕጽል

  • 33 ሰሙናት € 3.745,50
  • ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ዘጠቓለለ
    ናይ መምሃሪ ንብረት
    ገደብ ዘይብሉ ፍቓድ ናይ ኢ-ማእከል ትምህርቲ
    ታኣብሩኽ (ብቐጥታ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ይጅመር)
    ኣሃዱ ኦኤንኤ
    ኣሃዱ ስድራን ህጻናትን (ከም ምርጫኹ)
    ተሳትፎ ኣብ ክለብ ንግዲ ፡ ስልጠና ብመምርሒታት (ከም ምርጫኹ)
    ናይ ፈተና ስልጠና
    ዲዩኦ ፈተና
    ላፕቶፕ ብልቓሕ
  • 44 ሰሙናት € 4.994,-
  • ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ዘጠቓለለ
    ናይ መምሃሪ ንብረት
    ገደብ ዘይብሉ ፍቓድ ናይ ኢ-ማእከል ትምህርቲ
    ታኣብሩኽ (ብቐጥታ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ይጅመር)
    ኣሃዱ ኦኤንኤ
    ኣሃዱ ስድራን ህጻናትን (ከም ምርጫኹ)
    ተሳትፎ ኣብ ክለብ ንግዲ ፡ ስልጠና ብመምርሒታት (ከም ምርጫኹ)
    ናይ ፈተና ስልጠና
    ዲዩኦ ፈተና
    ላፕቶፕ ብልቓሕ
    ዲግሪ ውሑስ
  • 55 ሰሙናት € 6.242,50
  • ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ዘጠቓለለ
    ናይ መምሃሪ ንብረት
    ገደብ ዘይብሉ ፍቓድ ናይ ኢ-ማእከል ትምህርቲ
    ታኣብሩኽ (ብቐጥታ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ይጅመር)
    ኣሃዱ ኦኤንኤ
    ኣሃዱ ስድራን ህጻናትን (ከም ምርጫኹ)
    ተሳትፎ ኣብ ክለብ ንግዲ ፡ ስልጠና ብመምርሒታት (ከም ምርጫኹ)
    ናይ ፈተና ስልጠና
    ዲዩኦ ፈተና
    ላፕቶፕ ብልቓሕ
  • 66 ሰሙናት € 7.491,-
  • ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ዘጠቓለለ
    ናይ መምሃሪ ንብረት
    ገደብ ዘይብሉ ፍቓድ ናይ ኢ-ማእከል ትምህርቲ
    ታኣብሩኽ (ብቐጥታ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ይጅመር)
    ኣሃዱ ኦኤንኤ
    ኣሃዱ ስድራን ህጻናትን (ከም ምርጫኹ)
    ተሳትፎ ኣብ ክለብ ንግዲ ፡ ስልጠና ብመምርሒታት (ከም ምርጫኹ)
    ናይ ፈተና ስልጠና
    ዲዩኦ ፈተና
    ላፕቶፕ ብልቓሕ
  • 77 ሰሙናት € 8.739,50
  • ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ዘጠቓለለ
    ናይ መምሃሪ ንብረት
    ገደብ ዘይብሉ ፍቓድ ናይ ኢ-ማእከል ትምህርቲ
    ታኣብሩኽ (ብቐጥታ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ይጅመር)
    ኣሃዱ ኦኤንኤ
    ኣሃዱ ስድራን ህጻናትን (ከም ምርጫኹ)
    ተሳትፎ ኣብ ክለብ ንግዲ ፡ ስልጠና ብመምርሒታት (ከም ምርጫኹ)
    ናይ ፈተና ስልጠና
    ዲዩኦ ፈተና
    ላፕቶፕ ብልቓሕ
  • 88 ሰሙናት € 9.988,-
  • ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ዘጠቓለለ
    ናይ መምሃሪ ንብረት
    ገደብ ዘይብሉ ፍቓድ ናይ ኢ-ማእከል ትምህርቲ
    ታኣብሩኽ (ብቐጥታ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ይጅመር)
    ኣሃዱ ኦኤንኤ
    ኣሃዱ ስድራን ህጻናትን (ከም ምርጫኹ)
    ተሳትፎ ኣብ ክለብ ንግዲ ፡ ስልጠና ብመምርሒታት (ከም ምርጫኹ)
    ናይ ፈተና ስልጠና
    ዲዩኦ ፈተና
    ላፕቶፕ ብልቓሕ
  • ቀጻልነት € 1.248,50
  • ንዝኾነ ፕሮጀክት ቀጻልነት:
    እዚ ተወሳኺ ትምህርቲ ዝጥለብ፡ ንዝኾነ ፕሮጀክት ብዓወት ንኽትሓልፍዎ ዘድሊ ስልጥና እዩ።
    ንኽትወስዶ ውሱን ናይ ሰለስተ ወርሒ ግዜ ዝተወሰነ ገንዘብን የድሊ።
    ብዙሕ ግዜ ከትቅጽል ትኽእሉ ኢኹም።
Netherlands United Kingdom Eritrea Arabic

Alsare academie

ናይ ሓባራዊ ስራሕ መሠረት ምትእምማን እዩ። ንስኹም ድማ ኣብ Alsare Academie ዝበለጹ መምህራንን ብሉጽ ኣተኣላልያን ከምትረኽቡ ክትተኣማመኑ ትኽእሉ ኢኹም። Alsare Academie ካብ DUO ልቓሕ ንምሕታት ክተሓባበረኩም ይኽእል እዩ።
ኣብ እዋን እቲ ዝወሃብ ስልጠና ድማ ምስ ስራሕን፡ ትምህርትን ኣብ ኒዘርላንድ ሌላ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።

ዝያዳ ክትፈልጥ ትደሊ ዶ?

ናትና ብሮቸር (ሓጺር ጽሑፍ) ምስ ኩሉ ጠቓሚ ሓበሬታ ተቐበል/ሊ።

ዝያዳ ሓበሬታ፡

ነጻ ቃለ መሕትትን ብቐጥታ ናብ ስራሕ ከተምርሕን

ነዚ ነጻ ቃለ መሕትት ክትምዝገብ ትኽእል ኢኻ/ኺ። ድሕሪ ቃለ መሕትትን ምፍራም ውዕልን፡ ብቐጥታ ስልጠናኻ ትጅምር።

ዝያዳ ኣንብብ/ቢ

ንቖጸራ ሕጂ ደውል/ሊ

(085) 747 00 67

መራኸቢ

Alsare academie
Linker Rottekade  292 unit 4.01
3034 CV Rotterdam
T: (085) 747 00 67

blik-op-werk