ኩሉ ሰብ እናሰርሐ ይምዕብል
ምዕቡል ሕብረተሰብ፡ ባህላዊ ብዙሕነት ዘለዎ ኮይኑ፣ ኣብ ፍልጠትን ሞያን ዘተኩር፣ ካብ ዝሓለፈ እዋን ንላዕሊ ኣብ ለውቲ ዝርከብ፣ ተሳትፎ ናይ ነፈሲወከፍ ኣብዚ ሕብረተሰብ ክሳተፍ ዝደሊ ዝለዓለ ጠለብ ከምዘለዎ ዝገብር እዩ።
ኩነት ንቀዋምን ዕዉት ስራሕን ኣብ’ዚ ሕብረተሰብ ማለት ቀጻሊ ናይ ውድድር መንፈስ ምዕባይን ፡ ቀጻሊ ትምህርትን ስራሕን ማለት እዩ።
“ነቶም ቅድም ተማሂርና ጥራይ ክንሰሖም ንኽእል ነገራት፡ ንእግረምንገድና እንዳሰራሕናዮም ንመሃሮም”
ኣሪስቶትል
እዚ ኣልሳረ ኣካዳሚ ዕቑር ብቕዓት ከምዝግለጽ ይገብር
ኣልሳረ እካዳሚ ሰፍሕ ዝርግሐ ዘለዎ ስልጠና ኣብ ጽላት ትምህርቲ ቋንቋን፡ ምውህሃድን ሓበሬታ ኣብ ህዝብን ብምብሃብ ጠቓምን ፍሉይ ኣበርክቶን ዘለዎ ናይ ቀጻሊ ምዕባለ ሞያ ይግበር።
ምምዕባል ኣብ ነፍሲወከፍ ሰብ ዝርከብ ተውህቦን ብቕዓትን ቀንዲ ሕመረት ኮይኑ፡ መባእታዊ ደረጃ ናይቲ ቀዋምን ዕዉት ስራሕን ኣብዚ ምዕቡልን ቅጽበታዊ ለውጢን ዘለዎ ሕብረተሰብና እዩ።
ናይ ሓባራዊ ስራሕ መሠረት ምትእምማን እዩ። ንስኹም ድማ ኣብ Alsare Academie ዝበለጹ መምህራንን ብሉጽ ኣተኣላልያን ከምትረኽቡ ክትተኣማመኑ ትኽእሉ ኢኹም። Alsare Academie ካብ DUO ልቓሕ ንምሕታት ክተሓባበረኩም ይኽእል እዩ።
ኣብ እዋን እቲ ዝወሃብ ስልጠና ድማ ምስ ስራሕን፡ ትምህርትን ኣብ ኒዘርላንድ ሌላ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።
ነዚ ነጻ ቃለ መሕትት ክትምዝገብ ትኽእል ኢኻ/ኺ። ድሕሪ ቃለ መሕትትን ምፍራም ውዕልን፡ ብቐጥታ ስልጠናኻ ትጅምር።
ዝያዳ ኣንብብ/ቢWoont en/of werkt u op de noordoever van Rotterdam? Wilt u uw Nederlandse taal verbeteren?
Meld u zich dan nu aan! De taalcursus is GRATIS!