Netherlands United Kingdom Eritrea Arabic

እምነት
እምነት መሰረት ናይ ቅኑዕ ኣገባብ ምትሕግጋዝ እዩ። ኣብ ኣልሳረ እካዳሚ እቲ ዝበለጸ መምርሕን መማሃራንን ከምትረኽቡ ክትኣምኑ እኹም።
እዚ ኣልሳረ እካዳሚ ዲዩኦ (DUO) ልቓሕ ክትሓቱ ክሕግዘኩም እዩ።
ኣብ ግዜ ስልጠና ድሮ ብዛዕባ ኣገባብ ስራሕን ትምህርትን ኣብ ኔዘርላንድስ ክትላለዩ ትኽእሉ እኹም።
ቆልዑ እንተለውኹም ውን፡ ቤት ትምህርታት ከምይ ከምዝስርሓ ክትፈልጡ እኹም።

ምትብባዕ
ብገዛእ ርእስኹም ቋንቋ ዳች ክትምሃሩ ከምትኽእሉ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ፡ ዕዮ ገዛኹም ክትሰርሑን ኩሉ ግዜ ቁሩባት ከምዘለኹም ምፍላጥ ኣገዳሲ ኣዩ። መማሃራንኩምን ናይ ፕሮጀክትኹም ተኸታተልትን ከምስምምዕኩም ክብሪ ክትረኽቡ ክሕግዙኹም እዮም።

Samen werken aan opdracht

ብዝሒ ጉጅለ
ሓንቲ ናይ ምውህሃድ ጉጅለ ኣሳታት 12 ሰልጠንቲ ኣባላት ትሕዝ። ብማእከላይ ገምጋም 10 ሰልጠንቲ ኣባላት ኣብ ናይ ምንባብን ምጽሓፍን ጉጅለታት ኣለዉ።
እዚ ማለት ክኣ ካብ መምህርካ ብቐረባ ብዙሕ ሓገዝ መምርሒታት ትረክብ ማለት አዩ።

ብልቓሕ ላፕቶፕ
መብዛሕትኡ እቲ ስልጠና ኦንላይን እዩ። ኣብ ኣልሳረ ኣካዳሚ ካብ ናይ ጉጅለ ትምህርቲ ውጻኢ ናይ ዲጂታል ኣገባብ ትምህርቲ ክትወስዱ ኢኹም።
ካብ ቤት ትምህርቲ ወጻኢ ክትመሃሩ ምኽኣልኩም ውን ኣገዳሲ እዩ። እዚ ዝኾነሉ ምክንያት ላፕቶፕ ምሳኹም ወሲድኩም ቋንቋ ዳች ኣብ ገዛኹም ክትለማመጉ ትኽእሉ ኢኹም።
ላፕቶፕ ዝፍቀደኩም ሓንሳብ ጥራይ እዩ።

Netherlands United Kingdom Eritrea Arabic

Alsare academie

ናይ ሓባራዊ ስራሕ መሠረት ምትእምማን እዩ። ንስኹም ድማ ኣብ Alsare Academie ዝበለጹ መምህራንን ብሉጽ ኣተኣላልያን ከምትረኽቡ ክትተኣማመኑ ትኽእሉ ኢኹም። Alsare Academie ካብ DUO ልቓሕ ንምሕታት ክተሓባበረኩም ይኽእል እዩ።
ኣብ እዋን እቲ ዝወሃብ ስልጠና ድማ ምስ ስራሕን፡ ትምህርትን ኣብ ኒዘርላንድ ሌላ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።

ዝያዳ ክትፈልጥ ትደሊ ዶ?

ናትና ብሮቸር (ሓጺር ጽሑፍ) ምስ ኩሉ ጠቓሚ ሓበሬታ ተቐበል/ሊ።

ዝያዳ ሓበሬታ፡

ነጻ ቃለ መሕትትን ብቐጥታ ናብ ስራሕ ከተምርሕን

ነዚ ነጻ ቃለ መሕትት ክትምዝገብ ትኽእል ኢኻ/ኺ። ድሕሪ ቃለ መሕትትን ምፍራም ውዕልን፡ ብቐጥታ ስልጠናኻ ትጅምር።

ዝያዳ ኣንብብ/ቢ

ንቖጸራ ሕጂ ደውል/ሊ

(085) 747 00 67

መራኸቢ

Alsare academie
Linker Rottekade  292 unit 4.01
3034 CV Rotterdam
T: (085) 747 00 67

blik-op-werk